ደገፍ የድልየካ?
ንመን ክትረኽብዎ ከም ዘለኩም ኣብዚ ኣሎ።
መርከቢ
ብዛዕባ እቶም ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዕድላት ዝኾነ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም
በጃኹም ነቲ ዕድል ዝህብ ትካል (ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ) ዝርዝር ርክቦም ብምጥቃም ወይ ድማ ኣብ መርበብ ሓበሬታኦም ብምእታው ተወከሱ።
ንዩኒቨርሲቲ ኣመልኪትካ ደገፍ ትደሊ እንተኾንካ
ንመመልከቲኹም ዝድግፍ ሓጋዚ ሓበሬታን መምርሕን ኣብ ገጽ ጸጋታትና ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም ።